Nile Media ናይል ሚድያ

TubeHealth is an independent service and is not affiliated with or endorsed by YouTube or Google. Data displayed on this page is retrieved via YouTube API Services.
Updated:

Nile Media ናይል ሚድያ Channel Description Snapshot

Channel Description

ናይል ሚድያ ህልዊ ፍፃመታት ብመዘናጋዓይ መልክዑ ደረጅኡ ብዝምጥን ምድላው ይቐርብ። ንማሕበራውን ስነልቦናውን ህይወት ዝምጥኑ ሰሓብቲ መደባት ብምቕራብ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገዚፍ ትካል ንምህናፅ ተሊሙ ይንቀሳቐስ።
ኣብ ኩለመዳያዊ ስራሕቶም ፅልዋ ዝፈጥሩ ሰባት ብምዕዳም ብመሳጢ ዕላል ተሞክሮኦም ዘካፍልሉ መድረኽ ተሃድሶ እዩ ናይል ሚድያ።
ቀንዲ ዕላማ ናይል ሚድያ ደረጅኡ ዝሓለወ፣ ብፅፈትን ተሞክሮን ዝጎልበተ፣ ሰፊሕ ተኸታታሊ ዘለዎ ናይ ምዝንጋዕ ቻነል ፈጢርካ ለውጢ ምምፃእ እንትኸውን ካብ ዝኾነ ይኹን ኣረኣእያ፣ ፅዕንቶ ሓሳብን ፖለቲካዊ ውግንናን ናፃ ዝኾነ ናይ ኩሉ ሚድያ እዩ።

About This Page

Methodology: This page displays a snapshot of publicly available creator information retrieved via YouTube API Services.

Snapshot

Snapshot Date:
Data Source: Public data retrieved via YouTube API Services
Data is refreshed at least once every 30 days.