G.I.G Zena Tigrigna

TubeHealth is an independent service and is not affiliated with or endorsed by YouTube or Google. Data displayed on this page is retrieved via YouTube API Services.
Updated:

G.I.G Zena Tigrigna Channel Description Snapshot

Channel Description

ኣገናዕ ! እንቛዕ ናብታ ናትኹም ዝኾነት መደበር ዜና ትግርኛ G.I.G ብደሓን መጻአኹም። እዛ ቻነል እዚኣ ኣብ ኣፍሪቃ፣ ዝያዳ ክኣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃን ምብራቕ ኣፍሪቃን ኣተኵራ ክሰርሕ ኢያ። ከምእዉን ኣዝዮም ኣገደስቲ ኣህጉራዊ ዜናታት ኣብ እዋኑ ከተቕርብ |እያ።
እዛ መደበር ዜና እተቕርቦም ዜናታት ካብ ሰፊሕ ተቐባልነት ዘለዎም መራኸቢ ብዙሓንን እሙናት ምንጭታት መወከሲ ጌራ እያ ተቕርብ። እቶም ኣብ መደናትና ዝፍነዉ ዜናታት ብዘይ ዝኾነ ይኹን ናትና ዉልቃዊ ርእይቶ ዝቐርቡ እዮም።ምስ ዝኾነ ይኹን ጸግዒ ዘሎዎም እዉን ኣይኾኑን። ብተወሳኺ እቶም ዜናታት ሚዛኖም ዝሓለዉ ክኾኑ ክትጽዕር እያ።
እዚ ሒዝናዮ ተበጊስና ዘሎና ዕላማ ንምትግባር ብወገና ቀጻሊ ጻዕር ከምስሓተና ርዱእ ኮይኑ፣ ብወገን ተኻተተልትና ድማ መታን እዋናዊ ሓበሬታ ኣብ እዋን ክበጽሓኩም SUBSCRIBE, SHARE, LIKE ክትገብሩ ፣ ከምእዉን ምልክት ደወል ክትጥዉቁ ብኣኽብሮት ንዕድመኩም።

G.I.G እዋናዊ፣ ሚዛናዉ፣ እሙን

About This Page

Methodology: This page displays a snapshot of publicly available creator information retrieved via YouTube API Services.

Snapshot

Snapshot Date:
Data Source: Public data retrieved via YouTube API Services
Data is refreshed at least once every 30 days.