MIZAN GALERY (ሚዛን ጋለሪ)
TubeHealth is an independent service and is not affiliated with or endorsed by YouTube or Google.
Data displayed on this page is retrieved via YouTube API Services.
Updated:
MIZAN GALERY (ሚዛን ጋለሪ) Channel Description Snapshot
Channel Description
ብዛዕባ ሚዛን ጋለሪ
ኣብ 21ክ/ዘመን ኣለና፤ኣብቲ ዓለም ናብ ሓደ ቁሸት ዝተቐየረትሉ እዋን፣ኣብቲ ዓለም Imaginary egg ዝኾነትሉ እዋን። እንተኾነ ነዛ ዓለምን ባህሪኣን ዝተረድእዋ ኣዝዮም ውሑዳት እዮም። ብፍላይ ኣፍሪካውያን ብቐንዱ ድማ ንሕና ተጋሩ ገና ነዚ ዘመናውነት ብሙሉእነት ኣይኣተውናዮን። ነዚ ክፍተት ንምዕባስ ድማ እነሆ ሓደ ኢልና ንጅምር ኣለና። ሃየ ጥራሕ ሰዓቡና።
ዕላማ
ቀንዲ ዕላማና ከም ስምና ሚዛኑ ዝሓለወን ዘመኑ ዝጠልቦን ሓበሬታን ትምህርትን ብምሃብ ፈላጥን ዕላምኡ ዝፈልጥን ትውልዲ ፈጢርካ ናብታ ልዕል ኢልና ክንገልፃ ዝፀናሕና ዓይነት ዓለም ምሕዋስን ንዓለም ወይ ዝቕድማ ወይ'ውን ምስኣ ዝስጉም ትውልዲ ምፍጣር እዩ።
ተልእኾ
ከመይ ኢሉ ዝሓትት ትውልዲ ጥራሕ ዘይኮነስ ከመይ ኢሉ ንዝሓቶ እውን ሓቃውን ሚዛናውን መልሲ ብኹለመዳይ ኣንፈት ዝምልስ ትውልዲ ምፍጣር! ጥራሕ ይስዓቡና።
ራእይ
ስነኣእምሯውን ቁጠባውን ዕቤት ብምድማርን ምርባሕን ጥራሕ ዘይኮነስ ብ Exponential ምዕባይ።
ኣብ መወዳእታ ነዚ ሐዚ ንእሽቶ ዝመስል ግን ድማ ፅባሕ ዓብዩ ኣብ ዓብዪ ደረጃ እትረኽብዎ፤ ወድሰብ ዕላማኡ ገይሩ ዝንቀሳቐስ ናይ ሎሚ ፔጅ ወይ ቻነል ናይ ፅባሕ ኣካዳሚ ወይ ካምፓኒ በታ ንእሽቶን ሳብስክራይብ ንኽትሕግዙዎን ብቐፃሊ ኽትከታተልዎን ተስፋ ንገብር። የቐንየልና ሓቃዊ ሚዛናውን ሕጉስን ዜጋ ንፍጠር!
Follow us on
You tube👉 https://youtube.com/@galery5936
Facebook page👉 https://www.facebook.com/mizangalery
Telegram channel👉 https://t.me/mizan_galery
Instagram 👉https://instagram.com/mizangalery?igshid=ZDdkNTZiNTM=

About This Page
Methodology: This page displays a snapshot of publicly available creator information retrieved via YouTube API Services.
Snapshot
Snapshot Date:
Data Source: Public data retrieved via YouTube API Services
Data is refreshed at least once every 30 days.